ቃል ሓዘን ብምኽንያት ዝበጽሓና ዘሰንብድ መርድእ ዕረፍቲ ብጻይና ኣሕመድ መሓመድ ናስር ዝተሰምዓና ዓሚቝ ሓዘን እናገለጽና፤ ንነፍስሄር ኣሕመድ ናስር መንግስተ ሰማይ፤ ንብጸይትና ሱዓድ ዓብደላን ፍትዋት ደቆምን ምሉኣት ስድራ-ቤትን ድማ ኣምላኽ ጽንዓት ክህቦም እናተመነና ናይ`ዚ መሪር ተረኽቦ`ዚ ዕዙዝ ተኻፋልነትና ንገልጽ። ጸሃየ ክብሮም ምስ ስድራ-ቤት ጀርመን< PrevNext >